African-English Parallel Sentences (MT650)
Collection
Parallel corpus for 154 African languages extracted from the MT650 dataset • 101 items • Updated • 3
eng stringlengths 2 588 | tir stringlengths 2 426 |
|---|---|
TO THE making of many books there is no end . | መጻሕፍቲ ምጽሓፍ መወዳእታ የብሉን ። |
When You Spread a Feast | ምሳሕ እንተ ገበርካ |
Why condemn sex outside marriage ? | ምስ ዘይመጻምድትኻ ጾታዊ ርክብ ምፍጻም ዚዅነን ስለምንታይ እዩ ፧ |
My husband never apologizes | ሰራሕተኛታተይ ጌጋታቶም ኣይእመኑን ኢዮም |
You Must Be Holy | ቅዱሳት ኩኑ |
A Word at Its Right Time | ብጊዜኡ ዚዝረብ ቃል |
Why don 't you go home and think about it ? | ንምንታይ ናብ ቤትካ ኼድካ ዘይትሓስበሉ ፧ |
God Is Your Throne Forever | ኣምላኽ ንዘለኣለም ኣለም ዝፋንካ እዩ |
As for the one listening to [ godly wisdom ] , he will reside in security and be undisturbed from dread of calamity . | እቲ [ መለኮታዊ ጥበብ ዝሰምዕ ] ግና ብደሓን ኪነብር : ንኽፉእ ከይፈርሄ ኸኣ ኪሀድእ እዩ ። |
' As He Has Resolved in His Own Heart ' | ከምቲ ብልቡ ዝሐለኖ |
Keep Sharpening Your Skills | ክእለትኪ ብዘይምቍራጽ ኣመሓይሺ |
All Authority Has Been Given Me | ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ አሎ |
" Continue putting up with one another and forgiving one another freely even if anyone has a cause for complaint against another . " - Colossians 3 : 13 . | " ሓደ ኣብቲ ሓደ ኽሲ እንተ ኣለዎ ፡ ንሓድሕድኩም ተዓጋገሱን ብናጻ ይቕረ ተባሃሃሉን ። " - ቈሎሴ 3 : 13 ። |
" I eagerly awaited my study every Wednesday , " she said , " as my questions were answered one by one with convincing Bible proof . " | " ሕቶታተይ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝርከብ ዘእምን መርትዖታት በብሓደ መልሲ ይረክብ ስለ ዝነበረ : ረቡዕ ረቡዕ እንገብሮ ዝነበርና መጽናዕቲ ተሃንጥየ ኢየ ዝጽበዮ ነይረ " ኸኣ በለት ። |
" The heavens are declaring the glory of God ; and of the work of his hands the expanse is telling . " - PSALM 19 : 1 . | " ሰማያት ክብሪ ኣምላኽ የዘንትዉ : ጠፈር ከኣ ግብሪ ኣእዳዉ የውሪ ። " - መዝሙር 19 : 1 |
' Man would dominate man to his injury . ' - Ecclesiastes 8 : 9 . | " ሰብ ኣብ ልዕሊ ሰብ ንጕድኣቱ ዚስልጥነሉ " ኢዩ ። - መክብብ 8 : 9 |
Not one of us can say , " I do not need the ransom . " | " በጃ ኪኽፈለለይ ኣየድለየንን እዩ " ኺብል ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን ። |
And he kept drawing them with " the cords of love . " | " ብማእሰር ፍቕሪ " እውን ሰሓቦም ። |
He acted " with integrity of heart and with uprightness . " | " ብንጽህና ልብን ብቕንዕናን " ኢዩ ተመላሊሱ ። |
" All creation , " then , can refer only to mankind . | " ብዘሎ እቲ ፍጥረት " ክበሃል ከሎ እምበኣር ንደቅ ሰብ ጥራይ እዩ ዘመልክት ። |
" Congregate the people , the men and the women and the little ones and your alien resident . " - DEUT . | " ነቲ ህዝቢ ፡ ሰብኡትን ኣንስትን ቈልዑን ኣብ ደጌታትካ ዘሎ ጓናኻን ፡ አክቦም ። " - ዘዳ . |
Keep " an eye , not in personal interest upon just your own matters , " he urged , " but also in personal interest upon those of the others . " | " ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ድማ እምበር : ነፍሲ ወከፍ ንርእሱ ዚሔሾ ኣይጠምት " ብምባል ድማ ተማሕጸነ ። |
" Well , if I am a man of God , " he said , " let fire come down from the heavens and eat up you and your fifty . " | " ናይ ኣምላኽ ሰብ እንተ ዀይነስ ፡ ሓዊ ኻብ ሰማይ ይውረድ ፡ ንኣኻን ነዞም ሓምሳኻን ከኣ ይብላዕኩም " በሎ ። |
" In God we trust " has been engraved on innumerable coins and bills in modern currency . | " ኣብ ኣምላኽ ንውከል " ዝብላ ቃላት ከኣ ኣብ ናይ ገሊአን ሃገራት ባጤራ ተጻሒፈን ንረኽበን ። |
" O Hearer of prayer , to you people of all sorts will come . " - Psalm 65 : 2 . | " ኣታ ጸሎት እትሰምዕ ፡ ኵሉ ስጋ ናባኻ ኺመጽእ እዩ ። " - መዝሙር 65 : 2 ። |
Jesus also said : " I have come that they might have life and might have it in abundance . " | " ኣነ ግና ህይወት ምስ ተረፉ ምእንቲ ኺረኽባ እየ ዝመጻእኩ " ድማ በለ ። |
I Myself Will Help You " 12 | " ኣይትፍራህ ፡ ክድግፈካ እየ " 12 |
" Whoever practices vile things hates the light [ of truth ] , " he said . - John 3 : 20 . | " እቲ ኽፉእ ዚገብር ፡ ብርሃን [ ሓቂ ] ይጸልእ እዩ " ድማ በለ ። - ዮሃንስ 3 : 20 ። |
Their shelter has turned away from over them , and Jehovah is with us . | " እቲ ዜጽልለሎም ካባታቶም ኣግሊሱ : እግዚኣብሄር ከኣ ምሳና እዩ : ኣይትፍርህዎም " ድማ በሉ ። |
" Look ! something more than Solomon is here . " - MATT . | " እንሆ ፡ ካብ ሰሎሞን ዚዐቢ ኣብዚ አሎ ። " - ማቴ . |
" These projects make me look forward to my next study period , " says Ronald . | " እዚ ፕሮጀክትታት እዚ ፡ ነቲ ቐጺለ ዝገብሮ መጽናዕቲ ተሃንጥየ ንኽጽበዮ ሓጊዙኒ እዩ " ኸኣ በለ ። |
The " Quest " was used to spread the good news in Tonga | " ኴስት " ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ናብ ቶንጋ ንምብጻሕ ኣገልገለት |
Full - Time Ministry - Where It Led Me ( R . | " ዝሐለምክዎ ሕልሚ እማ ስምዑ " ( ዮሴፍ ) ፡ 1 / 8 |
' Summer and Winter Never Cease , ' 7 / 15 | ' ሰይጣን ኪወድቕ ከሎ ርኤኽዎ ' 1 / 8 |
Be a good student of " the holy writings " so that you can " continue in the things that you learned and were persuaded to believe . " - 2 Timothy 3 : 13 - 15 . | ' በቲ እተማሃርካዮን እተረዳእካዮን ክትጸንዕ ' ምእንቲ ኽትክእል ንፉዕ ተማሃራይ " ቅዱሳት ጽሑፋት " ኩን ። - 2 ጢሞቴዎስ 3 : 13 - 15 |
Like newborn infants , we must " form a longing for the unadulterated milk belonging to the word , that through it [ we ] may grow to salvation . " | ' ብእኡ ንምድሓን ምእንቲ ኽንዓቢ : ከምቶም ሕጂ እተወልዱ ሕጻናት ነቲ ሕዋስ ዜብሉ መንፈሳዊ ጸባ ኽንብህጎ ' ኣሎና ። |
They pray " concerning kings and all those who are in high station ; in order that [ they ] may go on leading a calm and quiet life with full godly devotion and seriousness . " - 1 Timothy 2 : 2 . | ' ብዅሉ ኣምልኾን ምርዛንን ሃዲኦም ብዘይ ህውከት ምእንቲ ኽነብሩሲ ፡ ስለ ነገስታትን ስለ ዅሎም መኳንንትን ' ይጽልዩ እዮም ። - 1 ጢሞቴዎስ 2 : 2 ። |
He was favorably heard for his godly fear . | ' ንኣምላኽ ብምፍራሁ ድማ ተሰምዐ ። ' |
' Do I set aside time for preparing for Christian meetings ? | ' ንክርስትያናዊ ኣኼባታት ንምድላው ግዜ እምድብ ድየ ፧ |
" Be Vigilant With a View to Prayers , " 11 / 15 | ' ንጸሎት ንቕሑ ፡ ' 15 / 11 |
' That one reflects a more optimistic faith . ' | ' እዚ ሓው እዚ ካባይ ንላዕሊ ኣወንታዊት ዝዀነት እምነት ኢያ ዘላቶ ። ' |
' Even if these three men - Noah , Daniel , and Job - were within it , they would be able to save only themselves because of their righteousness , ' declares the Sovereign Lord Jehovah . " | ' እዞም ሰለስተ ሰብኡት እዚኦም ፡ - ኖህን ዳንኤልን እዮብን ፡ - ኣብኣ እኳ እንተ ዚነብሩ ፡ ብጽድቆም ርእሶም ጥራይ መድሓኑ ' ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ " ዚብል ነንብብ ኢና ። |
The Righteous Ones Will Shine | ' ጻድቃን ኪበርሁ እዮም ' |
( Read 1 Samuel 17 : 46 , 47 . ) What about us ? | ( 1 ሳሙኤል 17 : 46 , 47 ኣንብብ ። ) |
( 2 Samuel 21 : 1 - 24 : 25 ) | ( 2 ሳሙኤል 21 : 1 - 24 : 25 ) |
; Dobrowolski , J . ( 9 ) Fiedler , P . ; Bell , E . ; Beasley , B . ; Smith , B . ; Bertaud , P . ; Gasson , M . | ( 9 ) ፒተር ፊድለር ፣ ዩጂን በል ፣ ብረት ቢስሊ ፣ ብረንደን ስሚዝ ፣ ፊሊፕ በርቶውድ ፣ ማርክ ጋሰን ። |
( a ) How can we live in harmony with our request to be delivered from the wicked one ? | ( ሀ ) " ካብቲ እኩይ ኣድሕነና " ምስ ዚብል ልመና ተሰማሚዕና ኽንነብር እንኽእል ብኸመይ ኢና ፧ |
( b ) Why was Hezekiah spared from God 's indignation ? | ( ሀ ) ህዝቅያስ ነቲ ኣብ ልቡ ዘሎ ዘቃልዐ ብኸመይ እዩ ፧ |
Subtle attacks are more like a colony of termites that slowly creep in and nibble away at the wood of your house until it collapses . | ( ሀ ) ሓደ ኻብቲ ሰይጣን ዚጥቀመሉ ሰላሕታዊ መጥቃዕቲ እንታይ እዩ ፧ |
( b ) What guidance about eating meat did God provide for Israel , but what questions might have arisen ? Such information brings conscience to the fore . | ( ሀ ) ሕልና እንታይ እዩ : ንደም ኣብ ዚምልከት ጕዳይ ዚዋሳእከ ብኸመይ እዩ ፧ |
( a ) What do the words of Jesus and Peter teach us about the importance of baptism ? | ( ሀ ) ቃላት የሱስን ጴጥሮስን ብዛዕባ ኣገዳስነት ጥምቀት እንታይ ይምህረና ፧ |
What can be said about approach to Jehovah by ( a ) anointed Christians ? ( b ) the " other sheep " ? | ( ሀ ) ቅቡኣት ክርስትያናት : ( ለ ) እቶም " ካልኦት ኣባጊዕ " : ንየሆዋ ብዛዕባ ዚቐርቡሉ መገዲ እንታይ ኪበሃል ይከኣል ፧ |
( a ) In what way can Proverbs 30 : 4 be used to teach someone God 's name ? | ( ሀ ) ንምሳሌ 30 : 4 ንሓደ ሰብ ብዛዕባ ስም ኣምላኽ ንምምሃር ክንጥቀመላ እንኽእል ብኸመይ ኢና ፧ |
18 , 19 . ( a ) What counsel is mentioned at Ephesians 4 : 1 - 3 ? | ( ሀ ) ኣብ ኤፌሶን 4 : 1 - 3 እንታይ ምኽሪ እዩ ተዋሂቡ ዘሎ ፧ |
( a ) What is needed in order for affection to grow in the congregation ? | ( ሀ ) ኣብ ጉባኤ ፍቕሪ ንኺዓቢ እንታይ ኪግበር የድሊ ፧ |
( a ) What did Job and David want Jehovah to inspect and judge ? | ( ሀ ) እዮብን ዳዊትን : የሆዋ እንታይ ኪምርምርን ኪፈርድን እዮም ደልዮም ፧ |
( a ) How do God 's present - day servants show loving - kindness by actions ? | ( ሀ ) ዘመናውያን ኣገልገልቲ ኣምላኽ ንፍቕራዊ ሕያውነቶም ብግብሪ ዘርእይዎ ብኸመይ ኢዮም ፧ |
( b ) Why is Medo - Persia fittingly depicted as the fourth head of the wild beast ? | ( ሀ ) የሆዋ ብዛዕባ እታ ንባቢሎን እትስዕር ሓይሊ ዓለም ኣቐዲሙ እንታይ ገሊጹ ነይሩ ፧ |
( b ) How did Israel defeat Jabin 's army ? | ( ሀ ) የሆዋ ንባራቅ ኣብ ፈለማ ዝሃቦ መምርሒ እንታይ እዩ ነይሩ ፧ |
( a ) How has Jehovah provided for imperfect mankind ? | ( ሀ ) የሆዋ ንዘይፍጹማት ሰባት እንታይ እዩ ሂብዎም ፧ |
( b ) We cannot actually see Jesus , so how can we " look intently " at him ? | ( ሀ ) ጴጥሮስ ኪጥሕል ምስ ጀመረ እንታይ እዩ ዝገበረ ፧ |
( b ) What is indicated by the fact that " the seven stars " are in Jesus ' right hand ? | ( ለ ) " እቶም ሾብዓተ ኸዋኽብቲ " ኣብ የማናይ ኢድ የሱስ ምዃኖም ንምንታይ የመልክት ፧ |
( b ) Why is a wise use of speech vital in marriage ? | ( ለ ) ልሳንና ብጥበብ ምጥቃም ኣብ ሓዳር ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ ፧ |
Injustices on the part of fellow believers can be stumbling blocks . | ( ለ ) ምእንቲ ኸይንዕንቀፍ ፡ ኣብ ምንታይ ኢና ኸነተኵር ዘሎና ፧ |
( b ) What will be considered in the next article ? | ( ለ ) ኣብ እትቕጽል ዓንቀጽ እንታይ እዩ ኪቐርብ ፧ |
( b ) What was indicated by the cloud that appeared in the transfiguration ? | ( ለ ) ኣብቲ ተኣምራታዊ ምልዋጥ እተራእየ ደበና እንታይ ኢዩ ዝሕብር ነይሩ ፧ |
( b ) How did those differ from the burnt offering ? | ( ለ ) እዚ ክልቲኡ ካብ ዝሓርር መስዋእቲ ብኸመይ ይፍለ ፧ |
( b ) What have you learned from Jennifer 's experience ? | ( ለ ) ካብ ተመክሮ ጀኒፈር እንታይ ተማሂርካ ፧ |
( b ) What did Paul recommend in Epaphroditus ' case ? | ( ለ ) ጳውሎስ ንኤጳፍሮዲጦስ እንታይ ኪግበረሉ እዩ ኣተባቢዑ ፧ |
( Read Luke 21 : 19 , 34 - 36 . ) | ( ሉቃስ 21 : 19 , 34 - 36 ኣንብብ ። ) |
( c ) How can we succeed in fleeing from fornication ? | ( ሐ ) ካብ ምንዝርና ብምህዳም ዝመጸ ብኸመይ ኢና ኽንዕወት እንኽእል ፧ |
( See paragraphs 9 - 11 ) | ( ሕጡብ ጽሑፍ 9 - 11 ርአ ) |
( Compare Genesis 11 : 4 . ) | ( ምስ ዘፍጥረት 11 : 4 ኣረኣኢ ። ) |
( Read Ruth 1 : 16 , 17 . ) | ( ሩት 1 : 16 , 17 ኣንብብ ። ) |
( Read Romans 5 : 12 , 19 . ) | ( ሮሜ 5 : 12 , 19 ኣንብብ ። ) |
( Read Colossians 3 : 13 . ) | ( ቈሎሴ 3 : 13 ኣንብብ ። ) |
( See verse 26 . ) | ( ቍጽሪ 26 ርአ ። ) |
( Look under BIBLE TEACHINGS / TEENAGERS ) | ( ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ። |
Also , watch the video What Your Peers Say - Money . | ( ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ። |
Watch videos of what young people say about life 's challenges . | ( ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ። |
( See accompanying box . ) | ( ብየማን ዘሎ ሳጹን ርአ ። ) |
( Contemporary English Version ) In the Scriptures , however , the expression ' deliver from ' is used chiefly with regard to people , and Matthew 's Gospel refers to the Devil as " the Tempter , " a person . | ( ኮንተምፖራሪ ኢንግሊሽ ቨርሽን ) ይኹን እምበር : እተን " ካብ . . . ኣድሕነና " ዚብላ ቓላት ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ብቐንዱ ምስ ሰባት ብምትሕሓዝ እዩ ተዓዩለን ዘሎ : ወንጌል ማቴዎስ ከኣ ንሰይጣን " እቲ ፈታኒ " ኢሉ ኸም ሓደ ኣካል ዘለዎ ፍጡር ገይሩ ይጽውዖ እዩ ። |
( Contemporary English Version ) The righteous live by reason of faith . | ( ኮንተምፖራሪ ኢንግሊሽ ቨርሽን ) ጻድቕ ብእምነት እዩ ዝመላለስ ። |
( Read Numbers 11 : 24 - 29 . ) | ( ዘሁልቍ 11 : 24 - 29 ኣንብብ ። ) |
( Read Numbers 18 : 19 , 21 , 24 . ) | ( ዘሁልቍ 18 : 19 , 21 , 24 ኣንብብ ። ) |
( Philippians 2 : 14 ) | ( ፊልጲ 2 : 14 ) |
The arguments in Did Man Get Here by Evolution or by Creation ? | * ( ሰብ ብፍልቀት ድዩ መጺኡ ወይስ ብፍጥረት ) ዚብል እዩ ነይሩ ። |
* Jesuit Mitchell Dahood claimed that the " clay tablets [ from Ebla ] are illuminating the obscurities of the Bible . " | * ሚቸል ዳሁድ ዚበሃል ጀስዊት : " እቲ [ ኣብ ኢብላ ] እተረኽበ ጽላት ካይላ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሕቡእ ነገራት ዜብርህ እዩ " በለ ። |
* She explained that 12 months earlier she had agreed to serve where the need was great if requested to do so . | * ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዘድልዩሉ ቦታ ኸይዳ ንምግልጋል ፍቓደኛ ምዃና ተሰማሚዓ ነይራ ። |
* He became what is commonly called a skinhead , and his violent behavior soon got him into trouble with the police . | * ኣባል እቶም ነተሓሳስባ ናዚ ዚድግፉ ለጻያት ሰባት ኰነ : እቲ ጐነጽ እተሓወሶ ባህሪኡ ድማ ኣብ ሽግር ኣእተዎ ። |
* Instead , he " sat down at the right hand of God , from then on waiting until his enemies should be placed as a stool for his feet . " - Heb . | * ኣብ ክንዳኡስ ፡ " ኣብ የማን ኣምላኽ ድማ ተቐመጠ ፣ ካብኡ ኣትሒዙ ጸላእቱ መርገጽ እግሩ ኽሳዕ ዚዀኑ ይጽበ ኣሎ ። " - እብ . |
* Using unfermented bread and red wine as emblems , or symbols , of his physical body and blood , Jesus had the 11 remaining apostles share together in this communion meal . | * የሱስ ነቲ ዘይበዅዐ ቕጫን ቀይሕ ወይንን ከም ምሳሌ ስጋኡን ደሙን ገይሩ ብምጥቃም እቶም 11 ዝተረፉ ሃዋርያቱ ኻብዚ ንመዘክርታ ዝኸውን ድራር ከም ዝበልዑ ገበረ ። |
* Soon , God 's Kingdom will bring an end to these last days with the war of Armageddon . | * ድሕሪ ቐረባ ግዜ ፡ ኣምላኽ ብውግእ ኣርማጌዶን ኣቢሉ ነዘን ዳሕሮት መዓልትታት መወዳእታ ኺገብረለን እዩ ። |
Among those who helped Saul to escape were Ananias and the disciples whose company the apostle enjoyed immediately after his conversion . | * ገሊኦም በቲ ሳውል ኣብ ደማስቆ ዝሰበኾ ስብከት ደቀ መዛሙርቲ ዝዀኑ እውን ሓጊዞምዎ ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም ። |
4 / 1 | 1 / 2 ንመሪሕነት ኣምላኽ ኣስተውዕሎ ፡ 15 / 4 |
1 : 1 , 2 . | 1 : 1 , 2 ። |
1 : 27 , 28 ; 2 Tim . | 1 : 27 , 28 ፣ 2 ጢሞ . |
August 1 , 2010 | 1 ነሓሰ 2010 |
1 ANALYZE THE SCENES . - READ 1 KINGS 21 : 1 - 26 . | 1 ነቲ ፍጻመ መርምሮ ። - 1 ነገስት 21 : 1 - 26 ኣንብብ ። |
11 , 12 . ( a ) Does pursuit of pleasure bring lasting happiness ? | 11 , 12 . ( ሀ ) ደድሕሪ ባህታ ምስዓብ ነባሪ ሓጎስ የምጽእዶ ፧ ግለጽ ። |
This dataset contains parallel sentences in English and Tigrigna (Eritrea).
The dataset contains parallel sentences that can be used for:
If you use this dataset, please cite the citation guide of the original OPUS MT560 dataset.
This dataset is released under the Creative Commons Attribution 4.0 International License.